ናይ ኣደ ቛንቃዃ ንምምራጽ ኣብቲ ናይቲ ቛንቓ ሽም ጠዉቅ።

ክትርጓም ዝደለኻዮ ቛንቋ ኣብቲ ቛንቃ ብምጥዋቅ ምረጽ።

 ነቶም ቃላትን ሓረጋትን ንምርካብ ናይ ምትርጓም ኽፍልታት ምረጽ።

 

ጉጅለ – ቀዳማይ ደረጃ ቃላትን ሓረጋትን ብዛዕባ ሓደ ፍሉይ ኣርእስቲ እዩ፡፡
ንኣብነት፥ ኣብ ከባቢኻ ምዝዋር

ምድብ – ክፍልታት ናይ ኣብዚ ጉጅለ ዝርከቡ ቃላትን ሓረጋትን
ንኣብነት፥ ኣብ ዉሽጢ ኣብ ከባቢኻ ምንቅስቃስ ዝብል ጉጅለ ኣንፈት፡ ናይ ከተማ ቦታታት ከምኡ’ዉን መጉዓዝያ ዝብሉ ምድባት ኣለዉ፡፡

ሓረግ – ዝርዝር ናይ ኩሎም ኣብ ትሕቲ ሓደ ምድብ ዝርከቡ ቃላትን ሓረጋትን፡፡

 

ተወሰኽቲ ምልክታትን መላጉማትን

 – ነቲ ትርጉም ናብቲ ቀንዲ ቛንቃኻን ምምላስ ኣብዚ ጠዉቅ፡ ናብ ዝነበርካዮ ክትምለስ እንተደሊኻ እንደገና ክትጥውቅ ትክእል እኻ።

– ናይ ዝተተርጓመ ናይ ድምጺ ፋይላት ክትሰምዕ ጠዉቕ።

– ንምውራድ እዚ ብሓንሳብ ክሊክ ይግበሩ

– ናብ ተፈተውቲ ንምዉሳኽ ጠዉቅ፡ ተፈተውቲ ኣብ ትሽዑእቲ ተጠቃምይ ዝጥቀማላ ዘሎ መሳርሕ ጥራይ እዩ ዝጸንሕ እንበር ናብ ካልእ ክሰጋገር ኣይክእልን እዩ።

– ናብ ቀንዲ ገጽ ንምምላስ ኣብ ዚጠዉቅ

ኣብዚ ተገሊጾም ዘለዉ ሰነዳት ዉሕዳት ምሩጻት ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሃገራት ዝጥቀምሎም እዮም።